ብዛዕባ እዛ ዌብሳይት

እንቋዕ ናብ ፍልጠት ንኹሉ ብደሓን መጻእኩም፣ ክትመምሃሩን ክትዓብዩን ክትልወጡን እንተደሊኹም እዚ መርበብ ሓበሬታ ቦታኹም እዩ! ንኹሉ ሰብ ብቐሊሉ ክረኽቦ ዝኽእል ልዑል ብቕዓት ዘለዎ ትምህርታዊ ትሕዝቶታትን መደባትን ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ፍልጠት ንኹሉ ክትረኽቡ ኢኹም።

ዕላማና ኣብ ኣርባዕተ ቀንዲ መዳያት ፍልጠት ዝተኸፋፈለ እዩ፡

1. ፍልጠትን ሓበሬታን፡

2. ፍልጠትን ቴክኖሎጅን፡

3. ፍልጠትን ድርኺትን (ምትብባዕን)፡

4. ከምኡ’ውን ፍልጠትን መዘናግዕን።

ትምህርትን ሓበሬታትን፡ ናይ ቴክኖሎጂ ኣስተምህሮን ኣጠቓቕማን፡ ምትብባዕን ምኽርን ብዛዕባ ህይወት፡ ወይ ዘዘናግዕ ትምህርቲ ንእትደልዩ ኩሉ ኣብዚ ሸፊንናልኩም ኣለና። ኣብ መርበብ ሓበሬታና ተጸንበሩ እሞ ካቭ ፍልጠት ንኹሉ ክሳብ ክንደይ ክትመሃሩ ከም እትኽእሉ ባዕልኹም ገምጋም ግበሩ

– ትምህርቲ ንኹሉ! ፍልጠት ንኹሉ! ንቕሓት ንኹሉ! ዕብየት ንኹሉ!ለውጢ ንኹሉ ኣፈላላይ ዘይብሉ።